ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፃን ኣብ ጣብያ ማይ ወዲ ዓንባራይ ዝርከብ ሃሌሎ ጥዕና ጣብያ MCH1 ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ ፍቃድ ዘለኩም ኣናእሽተይ ናይ ኮንስትራክሽን ትካላት ንግዲ ወይ ብዉልቀ ወይ ብማሕበር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ከተማ ሳምረ ዝርከብ መለስ ዩኔን ሓላፍነቱ ዝተወሳነ ሕ/ስራሕ ማሕበር ኣብ ከተማ ሳምረ ዝተዓደሎ ናይ ድርጅት ቦታ ናይ 2ይ ደብሪ ስላብ / ድምድምት/ ዘሎ ስራሕቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ እትደልዩ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 12/01/2012ዓ/ም ክሳብ 27/01/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ሰነድ ዘይምለስ 150 ብር እናኸፈልኩም ካብቲ ማሕበር ብምዉሳድ ክትጫረቱ ትክእሉ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ ዓዴት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፃን ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ በዓል ዋና ጥዕና ክልል ትግራይ ዝኮነ ኣብ ጣብያ ዓዲቀበቀሊ ዝርከብ ጥዕና ጣብያ ሓደ ብሎክ ወይ ድማ ህንፃ MCH1 ኣብ መላእ ትግራይ ትርከቡ ብደረጃ 8ተ BC/GC ብርኪ ፈቃድ ኣናእሸተይ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ናዕዴር ዓዴት ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል መቐለ ብኮንቲነር ማሻሻታ ጌርካ ገዛ ምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ኣብ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ሓድነት ዝርከብ ጣብያ ጥዕና ኣግኣዚ ንምስፍሕፋሕ ጣብያ ጥዕና MSH 2 ህንፀት ስራሕቲ ንደኣንት ማሕበራት ብደረጃ 8ተኣናእሽተይ ንግዲ ትካል ስራሕ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ተወሳኺ ኣንብብ
መድሕን ኩለመዳይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ዝርከብ 500 ካሬ ሜትር ናይ ምድልዳልን ምፅራግን ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 16, 2013 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
የመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ መቐለ ዓድሓ ፕሮጀክት ግንባታ ግልጋሎት የሚዉል ከዚህ በታች በተገለፀዉ ዝርዝር መሠረት ግዥ ለመፈፀምና ለማሰራት ተጫራቾችን በግልፅ ጨረታ ማወዳደር ይፈልጋል (የወለል ቁርቋሮ እና የኣርማትራ ቀረፍ ስራ )ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
የትግራይ ልማት ማሕበር በቆላ ተምቤን ፣ መደባይ ዛና ፣ ራማ፣ ኢሮብና፣ መቐለ፣ወረዳዎች ከዚህ በታች የተዘረዙየትምህርትና የጤና ተቋማዎችና በዘጠኝ ሉቶች በመከፋፈል ማሰራት ይፈልጋል።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን መጓዕዝያን ወረዳ ፀለምቲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝኮነ ፕሮጀክት ናይ ህንፀት ህንፃታት 2ይ ትዉልዲ ማለት እዉን Second Generation ናይ አዴታትን ህፃናትን ጥዕና ክንክን ማለት እዉን ኤም ሲ ኤች 1 ህንፀት ስራሕቲ ኣብ ወረዳ ላዕላይ ፀለምቲ ጣብያ ምድብ ሓምሾ ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፀለምቲ ተወሳኺ ኣንብብ