ተዓፅዩ
ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ንግስተ ሳባ ዓድዋ ኣብ መሰናድኦ ዓድዋ ንዘሎ ፕሮጀክት ህንፃ BC GC 6ተን ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ዘለዎም ተኻናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ክትጫረቱ ብክብሪ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 23, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 23, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ120,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ