ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ አስገደ ፅምብላ ናይ ፈለግ ኩለ መዳይ ዩኔን G+0 ህንፃ ቤት ፅሕፈት ንምስራሕ ካብ ደረጃ 7ተ ንላዕሊ ተካናተርቲ ፍቃድ ዘለዎም ብፕሮፎርማ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣስገለ ፅምብላ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።