ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮሮም ኣብ 2013ዓ/ም ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ንዝርከቡ ከይዲ ስራሕቲ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሎት 1 መገጣጠምን ቱቦን ቆፃርን ሎት 2 መለዋወጢ ሞተር ማይ / ፓምፕ/ ሎት3 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 4 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት 5 ኣቅሑ ፅሬት በቢ ዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኮረም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ን 2013ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ብሬከር ፣ ሞተር ሳይክልን ፣ ሞንታርቦ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳድሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ቤት ዕዮ፣ ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ፣ ኮምኡ እዉን ዲኤስ ቲቪ፣ ማለት ብረታ ብረት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ከምኡ እዉን መሳርሒ ህንፃ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 30, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳርን ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ኣዴታትን ህፃናትን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ን 2013 በጀት ዓመት ንፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ካብ ዝምልኮቶም መቅረብቲ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሓዉዜን ተወሳኺ ኣንብብ
ለምለም ካርል ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን ፣ ዕጥቂ ስፖርት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ሕትመት፣ መድሓኒት እንስሳት ፣ ካብ ሕጋዉያን ተጫረቲ ክዕድግ ስለዝደለየ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ቆራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬትን ናይ ኤሌትሪክ ኣቅሑትን ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣብ 2013 በጀት ዓመት ኣብ 1ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ በረኪናን ሳሙናን ኦሞን ድማ ንማኒፋክቸሪንግ ጥራሕ ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ናይ ነርስ ጫማ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ፣ ጀነሬተርን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ እታወታት ምግቢ ደረቕ እንጀራን ባኒን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሐመራ ተወሳኺ ኣንብብ