ኣብ ቤት ፅሕፈት ቢሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ፣ ንዞባ ክልል ስታ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይገልፅን ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ብዘት ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት 1ይ ዙር ጨረታ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ሃለቅቲ ባህሪ ዘለዎም መሳርሒ ፅሕፈት ማለት እዉን ሎት 1 ደቀቅቲ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ሎት2 ኣቅሑት ፅሬት ሎት3 ፅገና ዝዉዕሉ ንብረታት መሳርሒ ህንፃ ሎት ሎት4 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንፅሬት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለዝደለየ ብቅዓት ዘለኩምን ኣብዚ ዘርፊ ናይ መከፋፈሊ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንአጎልግሎት ከይዲ ስራሕቲ ዝዉዕል፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ ፣ቀዋሚ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2013 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገን ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ሕትመት፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳሩ ክዕድግ ወይ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ሰነድ ጨረታ ካብ 18/01/2013ዓ/ም ክሳብ 03/02/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ወዲ ሳምሩ ዝርከብ ወረዳ ነቅሰገን ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ንበረት መፂኢኩም ክትወስዱ ትክእሉ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ዝተበጀተሉ በጀት መሰረት ብምግባር፣ መሳርሕታት ህንፃ ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት ፣መሳርሕታት ፅሬትን ፣ ካብ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክዕድግ ክምገብ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ዝተበጀተሉ በጀት መሰረት ብምግባር፣ መሳርሕታት ህንፃ ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት ፣መሳርሕታት ፅሬትን ፣ ካብ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክዕድግ ክምገብ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ኣቅሑት ፅሬት፣ መቀያየሪ ንብረት ሞተር፣ ሕትመትን ፣ ሕክምና ናዉቲ ናይ እንስሳ፣ ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2013 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ Atsbi ተወሳኺ ኣንብብ