ተዓፅዩ

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት /ፈርኒቸር/፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ሕክምና ኣቅሑት፣ ናይ ጀነሬተር ስፔር ፓርትን ነዳድን ቅብኣት ፣ ጎማን ባትርን ስፔር ፓርትን ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ጨርቃ ጨርቂ ዝርከብ ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ጫማ ዝርከብ ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ቡቲክ ዝርከብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 20, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 20, 2013 3:45 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ወረዳ ጉለመኸዳ ከተማ ፋፂ ፣ ቀወምቲ ኣቅሑት ፈርኒቸር ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት፣ ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ናይ ማይ መጋጣጠሚ ኣቅሑት ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 23, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 23, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

መምርሒ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ፅሬት ኣቅሑትን ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 6, 2013 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 6, 2013 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንምምሃር ምስምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ፅሬት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መድሓኒት እንስሳ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ብግልፂ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 17, 2013 3:10 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 17, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ