ናይ ማ/ወ/ኮ/ማ/ድ/ወ/ ዕድጊት ብናይ 2013 በጀት ዓመት ንቤት ዕዩኡ ዝኮኑ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት: ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳይ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።