ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ንብረት ንምዕዳግ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።