ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካልኣይ ዙር ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስን ብምድብ መቂሉ ማለት እዉን ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ምድብ ክልተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ምድብ ሰለስተ መሳርሒ ፅሬት : ምድብ ኣርባዕተ ሞተር ሳይክል : ምድብ ሓሙሽተ ናይ መኪና ኣቅሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ፋይናንስ ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳና አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድቲ : ከምእዉን ስራሕቲ ሕትመት: ፅሕፈት ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬትን : ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እምባ ኣላጀ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2016 ዓም ዕድጊት ፅሬት ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ዕድጊት ብፕሮፎርማ ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ንካልኦት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ወይ እዉን ማኒፋክቸሪንግ ኮንስትራካሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ: መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት አዉቶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዳይሬክትሮት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንኣብያተ ፅሕፈት ካቢኔ ሴክተሪያት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት /ሳሙና /ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 30, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንፅሬት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 30, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
በኢትዩጰያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ክልል ቅ/ጽ/ቤት ለስነ ንጽህናና ምግብ ለማዘጋጀት የሚገለግሉ የተለያዩ ቁሳቁሰች በቀረበዉ ስፔስፌክሽን መሰረት ERCS –NLRC Multi sector Tigray Crises Emergency Response Project አገልግሎት የሚዉሉ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ ፅሬት ተወዳደርቲ ብምዕዳም ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ዘገልግል ንብረት ኤሌክትሪክ ፅሬትን ተዓዲጉ ንክቀርብ ብደቁ 20949/ቐ/መ/ማይ ዕለት 11/4/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረብ ሕቶ ዕድጊት መሰር ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2016 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ