ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መኮኒ ኣብ ከይዲ ስራሕ ጠቅላላ አገልግሎትን ፋይናንስን ምምሕደር አብ 2016 ዓም ኣብ ከተማ መኮኒ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎደናታትን ትካላትን ጎሓፍ ምልዓል ድሬነጅ ፀረጋ ፋኛትራ ክፍቲ ቦታታትሐ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 17, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፈይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለየ ንብረት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር ኣቅሑት መለዋወጢ ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ 2016 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቂሉ/LOT / ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሃገረ ሰላም ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክንክ መቀለ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ መንግስቲ ብዝተፈቀደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት ክልተ መሳርሒ ህንፃ ሰለስተ አቅሑት ኤሌክትሪክ 4 ኤሌክትሮኒክስ ሓሙሽተ መለዋወጢ አቅሑት መኪና ማለት እዉን ስፔር ፓርት ሽድሽተ መሳርሒ ፅሬት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 21, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞኮኒ ንዝተፋላለየ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ፅሬት መሰርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ቢሮ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ሕትመት : ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን: ኣቅሑት ቢሮ ማለት ዉን ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2016 11:10 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ቦራ ቸለና ንኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑ ፡ መሳርሒ ፅሬትን ብመደባኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት: ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ :ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ናይ ሕክምና ኣቅሑት :ናይ ጀነሬተር :ስፔር ፓርትን ቅብኣትን: ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ