ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ አብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ፅሕፈቱ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣናእሸተይ ኣቅሑት ኢሉ እዉን ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሕንጣሎ ዋጅራት
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።