ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት መሰረት ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ፅሬት ኣቁሑት 15,000.00 ፣ ፅሕፈት መሳርሒ 25,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በቲ ዝተጠቐሰ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ
2 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል
4 መኸበሪ ጨረታ ፅሬት ኣቁሑት 15,000.00 ፣ ፅሕፈት መሳርሒ 25,000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ: ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200
5 ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 14/03/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 24/03/2016 ዓ/ም 6:00 ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0341412505/ 0930547711/ 0913479591 ይደዉሉ