ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ንብረት ንምዕዳግ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 20, 2013 8:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲንናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ክግብረሉ ይግባእ
2 እቲ ፕሮፎርማ 18/02/2013ዓ/ም ክሳብ 20/02/2013 ዕለት ኣብዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 20/02/2013 ሰዓት 8፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ላጪ ጥዕና ጣብያ ይከዉን
3 እቲ ፕሮፎርማ ኣድላይ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈት ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ይህልዎ