ኣብ ዋና መዛጋጃ ከተማ መቐለ ሳሙና ንቤት ፅሕፈትና ምክልካል ስግኣት ሐደጋ ድልዉነት ዝኮነ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዓቀኒ | በዝሒ |
ሳሙና | በዓል 135 ግራም | ቁፅሪ | 540 |
1 ተወደደርቲ ዝተሐደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነትን ሰርትኬት ከምኡ እዉን ቲን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ አለዎም
2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ አለዎም
3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/2/2013 ዓም ክሳብ ዕለት 26/2/2013 ዓም ሰዓት 300 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቅርብ ይከኣል
4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/2/2013 ዓም ሰዓት 300 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 330 ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስ ይክፈት
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342417787