ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝዉገዱ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዉገድ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ካብ ዘለዉዎ ናይ ዘገልገሉ ንብረት ማለት እዉን ትቦ ብረት መገጣጠሚ ናይ ትቦታት ኤለክትሮኒክስ ትቦታት ቆፀርቲ ናይ ማይ ናይ መኪናን ናይ ሞተር ሳይክልን ስፔራት ናይ ሳይክል አቁሑት ዝአረጉ ቆርቆሮ ሮታ ናይ ማይ ታንኬርሓፂነ መፂንን ካልኦት ብርክት ዝበሉ አቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 በጀት ዓመት 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ትልሚ ፋይናስን ዝተፈላለዩ ንዉገዳ ዝቀረቡ ንብረታት ማለት እዉን ሽምዒ: ሙ/ዒልዋ: ነይንህቢ መዓር መፃረየይ : ዓዲስ ጎማ :መርቢን :ኮምፒተር ፕሪንተር ፎቶ ኮፒፈክስ ታይፕስ: ደረቅ ወንበር ክቢ ጠረጰዛ: ተ/ወንበር ሳዕሪ መአሸጊ ሰተፕላይዘር ሳእሪ መአሸጊ ሓፂን ማእፃ ብኪሎ ዝሽወጥ ናይ ዲስክ ስብርባር ሓፂን መፂንን ናይ ቆርቆሮ ቅዳደት: ብኪሎ ዝሽወጥ ናይ ተሽከርከርቲ መቀያየሪ አቁሑት ሐፂን መፂን አወዳዲሩ ብሐራጅ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s