ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣዲያቦ ኣብ ወረዱ ዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈታትን ጣቢያታት ግልጋሎት ናሃቡ ዝፀንሑን ሐደሸቲ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ሐራጅ ጨረታ አወዳሪሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።