ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ዘየገልገሉን ንብረት አጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ብተመሳሳሊ ዓይነት ስራሕ ሕጋዊ አፍልጦ ዘለኩም ትካላት ብአካል ዜርኩም ብምርኣይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ ዝርዝር መዐቀኒ ቅጥዒ ንሕድሕድ ንብረት ንፅልን ጠቅላላን ዋጋ ብምቅማጥ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ንዕድም new1ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ካብዚ ስዒብና እንገልፆም ዘገልገለ አቁሑት አብ ምግዛእን አብ ምሻጥን ዝተዋፈሩ ወይድማ አብዚ ዝተወፈሩ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ትልምና ፋይነስን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት እናሓቡ ዝነበሩ ዘገልግሉ ንብረት ኮምፒተር ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ ናይ ስልኪ ቆፍ ዝተሰባበሩ ወናብር ስታፕላዘር ዓብይ ማብሻ እስቴፕለር ዓብይ ናይ ንኡሽተይ መኪና ጎማ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና አቁሑት ካልኦትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ኣብ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ማይ ናዉቲ ማላት ትቦታት መርሲብል ሞቶር ፓርሽን ሳብ መርሲብል ፓምፕ ምስ ምሉእ ኣክሰሰሪ ኣብ ስራሕ ዘይዋዓለ ኣጫርቱ ክዉጊድ ስለዝደሊ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ኣብቲ ኣካደዳሚ ግልጋሎት እናሃቡ ፀኒሖም ግልጋሎቶም ዘብቅዑ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ መሳለጥቲ ኣቐሑት ብግልፅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ክዉግድ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ዘየገልገሉን ንብረት አጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ብተመሳሳሊ ዓይነት ስራሕ ሕጋዊ አፍልጦ ዘለኩም ትካላት ብአካል ዜርኩም ብምርኣይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ ዝርዝር መዐቀኒ ቅጥዒ ንሕድሕድ ንብረት ንፅልን ጠቅላላን ዋጋ ብምቅማጥ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ጣብያታት ጥዕና ስራሕቲ ስላብ ሞልድን ንስራሕቲ ብረት ማዕፆን መስኮትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ዝተፈላለዩ ሎትሓደ ሎትሓደ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑ ኤለክትሮኒክስ ...ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዕዳጋ ዓርቢ ተወሳኺ ኣንብብ