ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት እናሀቡ ዝነበሩ ግልጋሎት ዘይሃቡን ክዉገዱ ዝግብኦም ንብረታት ማለት እዉን ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ናይ ሕርሻ መሳርሕታት ሓፂነ መፂን ዕንፀይትን ዝተፋላለዩ ምሩፃት ዘርኢ ናይ ማይ መሳርሕታት ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ