ቤት ፅሕፈት ወረዳ ቆላ ተምቤን ትልምን ፋይናንስን ኣብ ግልጋሎት ዉዒሎም ዝተመሰሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 28, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 28, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ናይ መካይን መለዋጢ ኣቁሑት ናይ ፅሕፈት ጎማ ኮንጎ ጫማ አረጊት ጎማ ናይ መኪና ናይ መቀያየሪ አረጊት መኪና : ሓዱሽ ናይ ኢሌክትሮኒክስ ከም ኮምፒተር ፋክስ ፕሪንተር አረጊት ቀለም ፕርንተር ፎቶ ኮፒ ናይ ዝዉገዱ ንበረትን አወዳዲሩ ክንሸይጥ ስለዝደለና ትገዝኡ እትደልዩ አወዳዲረና ክንገእ ስለዝደለና ነዙይ ክተቅርቡ እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ረቋሒ መሰረት ክትጫረቱ ከምትኽእሉ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 24, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 24, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ት.እ.ም.ት ኢንቨስትመንት ማእከል ዝተፈላለዩ ዝኣረጉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከወግድ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
s