ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ን2010 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሽተይ ናይ ኣቁሑት ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን : ዉፅኢት ስራሕቲ ጣዉላ : ናይ ሕትመት ስራሕትን ናይ :ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 6, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መረብ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ን ዘለዎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት ናይ ፈርኒቸርን ካልኦት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክሸይጥ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘገልገለ ንብረት ናይ መኪና ስፔራት ጎማ ናይ መኪና ጎማ ፎዛግራፍ ፎቶኮፒ ዓብዮ ሞባይ ቆፎ ስካነር ፕሪንተራት ኮምፒተርን ላፕቶፕን ቆርቆሮን ኦማትን ዝተፈላለዮ ቃሚ ንብረታት አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ንዝሐለፎ ዴስክ ወንበር ስብርባር: ላፕቶፕ : ሰርናይ : ፕሪንተር: ኮምፒተር : ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ካለኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንሽየጥ ንደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 13, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሓዉዜን ተወሳኺ ኣንብብ
ክፍለ ከተማ ሓድነት ትልምን ፋይናንስን ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገሉ ኮምፒተራት ፕሪንተራትን : ዘገልገሉ ወንበር ጠረጰዛን ብጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2010 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቁሑት ክነወግድ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2010 2:58 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ ዝዉገድ ንብረታት ብጨረታ ከዉፅእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትድልዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሃገር ለከ ምርሃ ግብሪ ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ቁርፅራፅ ዕንፀይትን ጣዉላታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንምዕዳግ ድልየት ዘለኩም ትካላት ወይ ዉልቀ ሰባት ንክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 10, 2010 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ የጭላ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ቴንዲኖ ቁፅሪ 8:10 :16 :20: 26 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2010 3:58 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ የጭላ ተወሳኺ ኣንብብ
በሀገር መከላከያ ሚኒስቴር የማዕከላዊ ዕዝ ጠቅላይ መምሪያ ሲገለገልባቸዉ የቆየዉን የተለያዩ ያገለገሉ ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋልዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 10, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ