ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘገልገለ ንብረት ናይ መኪና ስፔራት ጎማ ናይ መኪና ጎማ ፎዛግራፍ ፎቶኮፒ ዓብዮ ሞባይ ቆፎ ስካነር ፕሪንተራት ኮምፒተርን ላፕቶፕን ቆርቆሮን ኦማትን ዝተፈላለዮ ቃሚ ንብረታት አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10.00
bidding: search status closed

ሰነድ ጨረታ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ ዕለት 25 /7 /2010 ሰዓት 8:00 ዓም ይኣቱ

ዋጋ ሰነድ 10 ቅርሺ

መከበሪ ጨረታ 1000 ቅርሺ 

ጨረታ ዕለት 25 /07 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይክፈት ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 41 65 70 ደዊልካ ብምሕታት ወይድማ ብኣካል ሓዱሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእሲ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ጨረታ መደብ

s