ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ዘየገልገሉን ንብረት አጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ብተመሳሳሊ ዓይነት ስራሕ ሕጋዊ አፍልጦ ዘለኩም ትካላት ብአካል ዜርኩም ብምርኣይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ ዝርዝር መዐቀኒ ቅጥዒ ንሕድሕድ ንብረት ንፅልን ጠቅላላን ዋጋ ብምቅማጥ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ንዕድም3
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 15, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
Â
ተቁ | ዝርዝር ዝሽየጥ ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ንፅል ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ መብርሂ Â |
1 | ዝተፈላለየ ዓይነት መፍትሕ /spanners | PCS | 237 | Â | Â | Â |
2 | መፍትሕ 17 19 | PCS | 240 | Â | Â | Â |
3 | መፍትሕ 810 | PCS | 228 | Â | Â | Â |
4 | መፍትሕ በዓል 10 | PCS | Â | Â | Â | Â |
5 | ኤለክትሮድ ረጉድ | BOX | 13 | Â | Â | Â |
6 | ኤለክትሮድ ቀጢን | BOX | 11 | Â | Â | Â |
7 | Bold and nut M16 | PCS | 45 | Â | Â | Â |
8 | Bold and nut M4X6.8 | PCS | 130 | Â | Â | Â |
9 | Bold and num M6X2.2 | PCS | 88 | Â | Â | Â |
10 | Bold and num M6X4 | PCS | 106 | Â | Â | Â |
11 | Bold and num M8X8.4 | PCS | 64 | Â | Â | Â |
12 | Bold and num M6X7 | PCS | 46 | Â | Â | Â |
13 | መፍትሕ ሳይክል | PCS | 35 | Â | Â | Â |
 |  |  |  |  |  |  |
Â
መተሓሳሰቢ
ዘሎ ንብረት ብአካል ቀሪቦም ምርኣይ ተመራፂ ዩ
ዋጋ ዘቅምጥ አካል ብሕድሕድ ክከዉን አለዎ
መ/ቤት ዝአቱ ዋጋ ዘየዋፅኦ እንተኮይኑ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ምልክታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 13 /07 /2008 -19/ 07 /2008 ዓም
ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 20/ 07 /2008 ዓም 3፡00
አድራሻ ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን ፊትለፊት ወረዳ እንደርታ ፍ/ቤት