ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ካብ ዝተፈላለያ ሴክተራት አብያተ ትምህርትን ዝተረከቦም ዝተፈላለዩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 24, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
በዚ መሰረት ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ብአካል ናብቲ ቤት ፅሕፈት መፂእኩም ብምርኣይ እቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 50 ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
ካብ 23 ግንቦት 2008 ክሳብ 7 ሰነ 2008 ዓም ሰዓት 4: 00 ዋናን ቅድሑን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ጨረታ ሰንዱቅ ምእታው ትክእሉ
መከበሪ ጨረታ 3000ቅርሺ ከትሕዙ አለዎም
ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 7 ሰነ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 :30 ይክፈት
ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
ንተወሰኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344430339ምሕታት ይካእል