ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ብምኽንያት ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ኣብ ሰራሕተዓታቱ ንዝተፈጠረ ናይ ትራንስፖርት ፀገም ንምፍታሕ ካብ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ሰራሕተኛታት ቢሮ ፍትሒ ዘመላልሳ በቲ ሐዚ ወፂኡ ዘሎ ስታንዳርድ 50 ሚኢታዊ ቀኒሰን ክፅዕና ብዝወፀ መምርሒ መሰረት ካብ 12 ክሳብ 15 ሰብ ክሕዛ ዝኽእላ 03 ቅጥቅጥ ኣዉቶብሳት ተኻርዩ ክግገል ይደሊ በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ክሳብ 26/08/2012ዓ/ም ክተቅርቡ ትክእሉ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 26, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 26, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዝሮም ዘለዉ ወረዳታት ብምክንያት ለቨዳ ኮረና ቫይረስ ፅሩይ ዝስተ ማይ ብቦቲ መኪና ኣቢሉ ናይ ማይ ፀገም ንዘለዎም ሕ/ሰብ ክፈትሕ ስለዝደለየ ልዕሊ 5 ሜ3 ዝሕዛ ቦቴ መካይን ዘለኩም ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅርን ካብኡ ንላዕልን ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2012 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ