ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅ/ት ፀጥታን ምም/ርን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ ፀጥታ ስራሕቲ ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 29, 2012 10:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተ.ቁ | ዓይነት | መለክዒ | በዝሒ መኪና |
1 | መኪና ከራይ | ብቁፅሪ | 01 |
1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00
3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሰን መቕረባይነትን ቲን ቁፅርን መዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ሰዓተ 10፡30
ንተወሳኪ 09 42 40 51 23