ግልፂ ጨረታClosed ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሃላ /የተ/ዉ/ማህበር ንፕሮጀከት ስራሕ ዝዉዕላ ገልበጥቲ መካይን ካብዙይ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቆሒ መሰረት ላጪ ቢሮ መፂኡ ካብዚ ማስታወቂያ ዝተገለፀሉ ጀሚሩ ክምዝገብ ነታሓሳስብዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሃላ /የተ/ዉ/ማህበር ንፕሮጀከት ስራሕ ዝዉዕላ ገልበጥቲ መካይን ካብዙይ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቆሒ መሰረት ላጪ ቢሮ መፂኡ ካብዚ ማስታወቂያ ዝተገለፀሉ ጀሚሩ ክምዝገብ ነታሓሳስብ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ (ከም ከምፒተር :ፕሪንተር :ላፕቶፕ ካልኦት) ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ኦፊስ ፈርኒቸራትን ናይ ኣብያተ ትምህርቲ (ወንበር ስቱል ወዘተ) :ናይ ሕተመት ስራሕቲ :መኪና ፅገና : ግልጋሎት ቢያጆ ምጉዓዝን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒት የቕርብዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ (ከም ከምፒተር :ፕሪንተር :ላፕቶፕ ካልኦት) ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ኦፊስ ፈርኒቸራትን ናይ ኣብያተ ትምህርቲ (ወንበር ስቱል ወዘተ) :ናይ ሕተመት ስራሕቲ :መኪና ፅገና : ግልጋሎት ቢያጆ ምጉዓዝን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒት የቕርብ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም አብቲ ወረዳ ንዝሳለጡ መሰረት ልምዓት መሳለጢ ዝዉዕል ካብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ እንትጮ ስሚንቶ ከጓዓዕዝ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ወይ ሰብ ደረቅ ፅዕነት መካይን ንክትጫረቱ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓትቦታኣሕፈሮም ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም አብቲ ወረዳ ንዝሳለጡ መሰረት ልምዓት መሳለጢ ዝዉዕል ካብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ እንትጮ ስሚንቶ ከጓዓዕዝ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ወይ ሰብ ደረቅ ፅዕነት መካይን ንክትጫረቱ ንዕድም
ግልፂ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓትቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 22, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም