ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሃላ /የተ/ዉ/ማህበር ንፕሮጀከት ስራሕ ዝዉዕላ ገልበጥቲ መካይን ካብዙይ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቆሒ መሰረት ላጪ ቢሮ መፂኡ ካብዚ ማስታወቂያ ዝተገለፀሉ ጀሚሩ ክምዝገብ ነታሓሳስብ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
1 ናይ 2007 ዓ/ም ግብሪ ዝሐደሰ
2 ናይ 2015/2016 ምህርቲ ዝኾነ ገልጣጭ መኪና ከቅርበ ዝክእል ወይም ኣብ ፅቡቅ ስታተሰ ዝርከብ ንእምኒ ዝኾነ መካይን
3 ናይ ገንዝብ ቅብሊት ህጋዊ ደረሰኝ ቫት ዘለዎ ከቅርብ ዝክእል
4 16 ሜ3 ካብኡ ንላዕሊ ዝኾነ ዓቅሚ ዘለዎ
5 ሊብሬ ናይ በዓል ዋንነት ከቅርብ ዝክእል
6 ክረይ ዋጋ 275.00 ንሐመድ ስራሕ ከስርሕ ፍቃድኛ ዝኮነ
7 ክራይ ዋጋ 350.00 ንእምኒ ስራሕ ከስርሕ ፍቃድኛ ዝኮነ