ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ን ቤት ፅሕፈት ከመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንካረ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 28, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 25, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዘወጸሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 26/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ቲን ቁፀሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 ንገዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 84 37

ጨረታ መደብ

s