ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ብምኽንያት ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ኣብ ሰራሕተዓታቱ ንዝተፈጠረ ናይ ትራንስፖርት ፀገም ንምፍታሕ ካብ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ሰራሕተኛታት ቢሮ ፍትሒ ዘመላልሳ በቲ ሐዚ ወፂኡ ዘሎ ስታንዳርድ 50 ሚኢታዊ ቀኒሰን ክፅዕና ብዝወፀ መምርሒ መሰረት ካብ 12 ክሳብ 15 ሰብ ክሕዛ ዝኽእላ 03 ቅጥቅጥ ኣዉቶብሳት ተኻርዩ ክግገል ይደሊ በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ክሳብ 26/08/2012ዓ/ም ክተቅርቡ ትክእሉ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 26, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሚያዝያ 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 14/0914096970 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ጨረታ መደብ