ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዝሮም ዘለዉ ወረዳታት ብምክንያት ለቨዳ ኮረና ቫይረስ ፅሩይ ዝስተ ማይ ብቦቲ መኪና ኣቢሉ ናይ ማይ ፀገም ንዘለዎም ሕ/ሰብ ክፈትሕ ስለዝደለየ ልዕሊ 5 ሜ3 ዝሕዛ ቦቴ መካይን ዘለኩም ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅርን ካብኡ ንላዕልን ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 24, 2012 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 22, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ቁፅርን
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 21/07/2012ዓ/ም ክሳብ 24/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤
3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት 4፡15 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344403656ምድዋል ይከኣል፡፡