ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ንሰራሕተኛታቱ ናይ ሰርቪስ ግልጋሎት ንምሃብ ዓሰርተ ሓሙሽተ ሰብ ወንበር ትሕዝ ካድ 3 ናይ ነዳድን መራሒ መኪና ወፃኢ ባዕል ንብረት ሸፊኑ ብማዓልታዊ ሂሳብ ክካለ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 26, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።