ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ መቐለ ቢሮ ቴሞትስ እትርከብ ላንድ ኩሉዘር /pasero/ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ከጓዓዓዝ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 13, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 12, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

 1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 10/10/2011ዓ/ም ክሳብ 12/10/2011ዓ/ም ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

                                  ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-480511/10 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s