ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ንሰራሕተኛታቱ ናይ ሰርቪስ ግልጋሎት ንምሃብ ዓሰርተ ሓሙሽተ ሰብ ወንበር ትሕዝ ካድ 3 ናይ ነዳድን መራሒ መኪና ወፃኢ ባዕል ንብረት ሸፊኑ ብማዓልታዊ ሂሳብ ክካለ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 26, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 27, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 17, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/11/2011 ዓም ሰዓት 6:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት 26/11/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ እዩ
2 ቴክኒካዊ ኩነታት ቦዲኣን ኣብ ፅቡቅ ኩነታት ዘሎ ምካኑ ቅድሚ ዉዕሊ ምስኣርና ብኣካል ክነረጋግፅ ፍቃደኛ ዝኮነ
3 ዋጋ መምልኢ ሰነድ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ሰላም ህንፃ ዒላላ ካብ ናይ ጅነራል ሰርቪስ ቤት ፅሕፈት ምርካብ ይከኣል
4 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408780