ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቃል ኪዳብ ሶቖጣ ዲክሊሬሽን ፕሮግራም መተሓባበርቲ ግልጋሎ ትዉዕል መኪና ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ብምዕዳም ከማላእ ዝግባእ ቅድመ ኩነታት ከምዘስዕብ ይኸዉን
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።