ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 52ን ወረዳታት ኣብ ኣስፋልትን ፀፀርን መንገዲ ዝርከባ ኣብያተ ትምህርቲ ሱፐርቪዥን መግበሪ ኣብ ፅቡቕ ደረጃ ዝርከባ ዮዮታ ዳብል ካፕ ከከም ኩነታቱ ዝናዋሕ ን6ተ ወርሒ ዝፀንሕ ዉዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕል ክተኣስር ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።