ተዓፅዩ

ትካልና ደጀና ኬምካል ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናብ እንዳሰላማ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ሳይትና ንዝተተኸሉ ተኽልታት ማይ እተስቲ መኪና (water truck) ስለዝደለየ ብቕዓት ዘለዎ መኪና ዘለኩም ተጫረቲን ካብዚ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ መዐቀንታት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ነዙይ እተማልኡ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 28, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 29, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ወርልድ ቪዥን ኢ/ያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ካብዚ ቀፂሎም ዝተጠቀሱ ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን ኣጎልግሎትን ማለት እዉን ፣ ስራሕቲ ሓለዋ ፣ ስራሕቲ ፅሬት ፣ ክራይ መኪና /ኮብራ ፣ ላንድ ክሮዘር / ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ናይ ተምሃሮ ዴስክ ፣ ስራሕቲ ሓፂነ መፂንን ፣ ዕንፀይትን ፣ ከምኡዉን ንስራሕቲ መጓዓዝያ ካብ ከተማ ኣ.ኣ ናብ መቐለ ኤፍኤስኣር ካብ መቐለ ድማ ናብዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ ሳሓርቲ ሳምረ ኣላማጣ ዉቅሮ ኣይሱዙ ፣ ሰለክለካ እንዳ ባጉናን እንደርታን ኣይሱዙ ዝተዓሸገ ማይ በዓል 2ተ ሊትሮ ፣ ዝተፈላለዩ ኣቅሑታት ንመጓዓዓዚ ኣይሱዙ ንትግራይ ኤፍኤስኣር ን ኣዲስ ኣበባ ዘለዎም ተጫረቲ ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩ ንነዊሕ ግዜ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 23, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ