ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ን 2012 ናይ ስራሕ ዘመን ዘድልዩ ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ኮንስትራክሽን ማሽነርታት ኣናእሽቶይ መካይንን ንሓደ ዓመት ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ በቲ ተተሒዙ ዘሎ ዝርዝር ረቃሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ከተጫርቱ እትክአሉ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብታ ወረዳ ጣቢያ ኣዳመይቲ ቁሸት ሰላሞ ንዝኳዓት ዓሟቅ ጉድጎድ መስተ ማይ ንደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ከምእዉን ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ማእከሎት ተሽከርከርቲ መካይን ፅገና ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት መቅረብትን ፣ ንስራሕቲ ሕትመት መቅረብቲ ፣ ናይ ደርቅ ፅዕነት ተሽከርከርቲ መቅረብቲ ፣ ዓምታዊ ኣብቲ ወረዳ ዝርከቡ እሱራት ቀለብ ባኒ መቅረብትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ንሰራሕተኛታት ኣጎልግሎት እትህብ ሰርቪስ መኪና ብክንትራት ክካረ ይደሊ ፣ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2012 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወልቃይት ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሃገረ ሰላም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረታት ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክካረን ይደሊ ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑ 3 ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ትህብ መኪና 24 ሰብ እትሕዝ ደረጃ 2ን1ን ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ንስራሕቲ ሱፐርቢዥን ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ ስለዝንቀሳቀስ መጓዓዝያ ትኸዉን 12 ሰብ ትሕዝ ሓንቲ ሚኒባስ መኪና ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትግራይ ኩሉ መዳይ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ብክልል ካብ መተሃራ : ኣዳማ : ከሰም : ወንጂ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ አወዳዲሩስካር ክጎዓዕዝ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቆሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 16, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ግልጋሎት ዝዉዕላ ሰለስተ 12 ሰብ ዝሕዛ ሚኒባስ ደረጃ 1ይ ወይ 2 ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጉ/መ/ስፖርት ከ/ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕልናይ ዓባይ ባስ ክራይ ግልጋሎት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከነሐትም ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና ክራይ ዝኸውን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ኮመንት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ክራይ፣ ናይ ፈርኒቸር ፅገና፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ኣግኣዚ ኦፕሬሽን ካፍተርያ ኣቅርቦት ከ/መቐለ፣ ናይ መኪና ሕፅበት ፣ ናይ ጎሚስታ ዕድጊት፣ደረቅ ብስኩት ብግልፂ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 12, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ