ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት መስመር ማይን ዝርገሓን ናይ መብየዳ ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 18, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መጋቢት 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት መስመር ማይን ዝርገሓን ናይ መብየዳ ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንብሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብሳምፕል መሰረት ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንብሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብሳምፕል መሰረት ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማእከል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተበጀተሉ መሰረት ብምግባር ንዝተፈላለዩ ኣገለግልት ዝዉዕሉ ዓይነታት ንብረት ከም ቀወምቲ ናይ ብረት ናይ ጣዉላ ናይ ብሎኬት ማሽን ሃለቅቲ ናይ ወርክሾፕ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 26, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታዓ/ዓዲናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማእከል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተበጀተሉ መሰረት ብምግባር ንዝተፈላለዩ ኣገለግልት ዝዉዕሉ ዓይነታት ንብረት ከም ቀወምቲ ናይ ብረት ናይ ጣዉላ ናይ ብሎኬት ማሽን ሃለቅቲ ናይ ወርክሾፕ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቕሮ ደ/ከ/ስራሕ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ዘለዎ ናይ ኦክስጅን ስሊደራት ካብ መደበኛ ወይ ወሽጢ ኣታዊ ዝፀደቐ በጀት ዝክፈል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣእሲሩ ኦክስጅን ከምልእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 11, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዉቅሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቕሮ ደ/ከ/ስራሕ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ዘለዎ ናይ ኦክስጅን ስሊደራት ካብ መደበኛ ወይ ወሽጢ ኣታዊ ዝፀደቐ በጀት ዝክፈል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣእሲሩ ኦክስጅን ከምልእ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይቅነጣል ንሓደሽቲ ዝስፋሕፋሐ መንደራት ዝዉል ኮንኮሪት ፖል ማለት እዉን ዓምዲ መብራህቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ክዕድም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታማይ ቅነጣልናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይቅነጣል ንሓደሽቲ ዝስፋሕፋሐ መንደራት ዝዉል ኮንኮሪት ፖል ማለት እዉን ዓምዲ መብራህቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ክዕድም ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልና ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሱር ኪንስትርክሽን ኣብ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትን ህንፃ ቢሮ G+7 ሐደ ምድር ቤት በዝሒ ዓሰርተ ሽሕ ካሪሜትር : ክልተ ቀላም ምቅላም በዝሒ 6500 ካሪ ሜትር : ሰለስተ ናይ ሊፍት በሪ ክላዲንግ ስራሕ ብዝሒ ሸዉዓተ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 29, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 29, 2017 9:01 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ የካቲት 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሱር ኪንስትርክሽን ኣብ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትን ህንፃ ቢሮ G+7 ሐደ ምድር ቤት በዝሒ ዓሰርተ ሽሕ ካሪሜትር : ክልተ ቀላም ምቅላም በዝሒ 6500 ካሪ ሜትር : ሰለስተ ናይ ሊፍት በሪ ክላዲንግ ስራሕ ብዝሒ ሸዉዓተ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት አብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ መብራህቲ ትራፊክ ብደረጃ ሓሙሽተ ልዕሊኡን ብኤሌክትሮ መካኒካል ስራሕቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 20, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ200,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ የካቲት 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት አብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ መብራህቲ ትራፊክ ብደረጃ ሓሙሽተ ልዕሊኡን ብኤሌክትሮ መካኒካል ስራሕቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቕሮ ደ/ከ/ስራሕ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ዘለዎ ናይ ኦክስጅን ስሊደራት ካብ መደበኛ ወይ ወሽጢ ኣታዊ ዝፀደቐ በጀት ዝክፈል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣእሲሩ ኦክስጅን ከምልእ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 17, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ የካቲት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቕሮ ደ/ከ/ስራሕ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ዘለዎ ናይ ኦክስጅን ስሊደራት ካብ መደበኛ ወይ ወሽጢ ኣታዊ ዝፀደቐ በጀት ዝክፈል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣእሲሩ ኦክስጅን ከምልእ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ከስርሕ ይደሊበዚ መሰረት ኣብ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ክትሳተፉ እትደልዩ ብኤሌክትሮ መካኒካል ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮንኩ ተጫረቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 1, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 1, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ150,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ የካቲት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ከስርሕ ይደሊበዚ መሰረት ኣብ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ክትሳተፉ እትደልዩ ብኤሌክትሮ መካኒካል ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮንኩ ተጫረቲ ይዕድም
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ማይ መስተ ኣቁሑት ክዕድግ ስሰዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 4, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 4, 2017 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ማይ መስተ ኣቁሑት ክዕድግ ስሰዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::