ግልፂ ጨረታClosed ትካል ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ሃ/ሰላም ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ሎት 1. እስተሽነሪን፣ ኤሌክትሮኒክስን ሎት 2. ኮንስትራክሽን፣ ፈረንቸርን፣ ጀነሬተርን ሎት 3. ፅሬትን፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ዕድጊት ክንፍፅም ስለ ዝደለና ዝዕፀወሉ መዓልቲ ኣይገልፅን ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታሃገረ ሰላምዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካል ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ሃ/ሰላም ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ሎት 1. እስተሽነሪን፣ ኤሌክትሮኒክስን ሎት 2. ኮንስትራክሽን፣ ፈረንቸርን፣ ጀነሬተርን ሎት 3. ፅሬትን፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ዕድጊት ክንፍፅም ስለ ዝደለና
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ DRIP2 በጀት ድጋፍ መሰረት ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ጣብያ ሰደር ፍሉይ ቦታ ዕርዲ ማትዩስ ዝርከብ መፃሪይ መስተ ማይ ንህዝቢ ሸራሮን ከባቢኣን ግልጋሎት ዝዉዕል ቀረበን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ኤሌክትሮመካኒካል ዕደጋ ንምፍፃም ብርኪ ሽድሽተን ልዕሊኡን ኮንተራክተራት ብቀረብን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ስራሕ ፈቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ብዝተዳለወ ዲዛይንን ስፐሰፊኬሽን መሰረት ሙሉእ ስራሕ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ300,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ DRIP2 በጀት ድጋፍ መሰረት ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ጣብያ ሰደር ፍሉይ ቦታ ዕርዲ ማትዩስ ዝርከብ መፃሪይ መስተ ማይ ንህዝቢ ሸራሮን ከባቢኣን ግልጋሎት ዝዉዕል ቀረበን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ኤሌክትሮመካኒካል ዕደጋ ንምፍፃም ብርኪ ሽድሽተን ልዕሊኡን ኮንተራክተራት ብቀረብን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ስራሕ ፈቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ብዝተዳለወ ዲዛይንን ስፐሰፊኬሽን መሰረት ሙሉእ ስራሕ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ከስርሕ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይጠቅስንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤትፅሕፈት ል/እ/ም/ፋይናንስ ንናይ ዘፈር ቄጠባት ከይዲ ስራሕ ግልጋሎት ኤክስቴንሽን ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ናይ ማይ ሞተራት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 20, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 20, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታቆላ ተምቤን ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ110,000ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤትፅሕፈት ል/እ/ም/ፋይናንስ ንናይ ዘፈር ቄጠባት ከይዲ ስራሕ ግልጋሎት ኤክስቴንሽን ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ናይ ማይ ሞተራት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ግድብ ገረብ ሰገን ንፓምፕ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 11, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይጠቅስንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ግድብ ገረብ ሰገን ንፓምፕ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ ማይ መስሓቢ ሞተር ዝውዕል ንብረት ኣዋዳዲሩ ክዕድግስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 14, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ ማይ መስሓቢ ሞተር ዝውዕል ንብረት ኣዋዳዲሩ ክዕድግስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።
ግልፂ ጨረታClosed ኮለጅ ቴክኒክን ሙያን ዓ/ዓዲ ን2017 ዓ/ም ቀወምቲ ንብረትን ሃለቅቲ ንብረት ን ህንፃ ምልክታ ጨረታ መሳርሒ፣ንኤሌትሪክ ፣ኤሎትሮኒክስ ፣ኣውቶ ሞቲቭ ፣ፅሕፈት መሳርሒ ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 18, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 18, 2017 9:05 ቅ/ሰዓትቦታዓ/ዓዲናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላ ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮለጅ ቴክኒክን ሙያን ዓ/ዓዲ ን2017 ዓ/ም ቀወምቲ ንብረትን ሃለቅቲ ንብረት ን ህንፃ ምልክታ ጨረታ መሳርሒ፣ንኤሌትሪክ ፣ኤሎትሮኒክስ ፣ኣውቶ ሞቲቭ ፣ፅሕፈት መሳርሒ ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታClosed ኩባንያና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር Power Back Up Battery 12V, 100AI, Valve-Regulated Lead Acid በዝሒ 64 PIECES ብቕሉዕ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 6, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም መጋቢት 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኩባንያና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር Power Back Up Battery 12V, 100AI, Valve-Regulated Lead Acid በዝሒ 64 PIECES ብቕሉዕ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 20, 2017 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 22, 2017 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅገና ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ከትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 20, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 20, 2017 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅገና ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ከትወዳደሩ ይዕድም፡፡