ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ 2017 ዓም ኣብ ማእከል ኣስፓልቲ ዝርክብ ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ዝኮነ ፅገና መብራህቲ ጎዳና ንምሰራሕ ፍልፍል በጀት ናይ ቤት መዘጋጃ ሸራሮ መፍለይ ዕደጋ ኮድ ሸራሮ / BC/ MRM/10/17 ብደረጃ ብርኪ 8 ፍቃድ ደቀቅቲ ትካላት ናይ ኤሌክተሪክን ኤሌክትሮ መካኒካልን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 28, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ12,500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ባኒ መስንክቲ መሽን (Oven) ምስ ሙሉእ ፓኬጅ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 28, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ10,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s