ተዓፅዩ

አብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሰለክለካ ከይዲ ስራሕ ደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንከተማ ሰለክለከ ግልጋሎት ዝዉዕል ንከፈቲ መሕረዲ ስራሕቲ መሳለጢ ዝዉዕል ናይ ኢድ ኮሽቲ ተሓቆኒ ሃንድ ፓምፕ : ናይ ደገ መብራህቲ ባዉዛን ኣቅሑታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 16, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንተሓቆኒ ሃንድ ፓምፕ 30000 : ናይ ደገ መብራህቲ ባዉዛታት 10000
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከል ቤት ህንፀት ሸረ ደጋፊ ከይዲ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብቲ ትካል ዝረከባ ከይዲ ስራሕቲ ነግልጋሎት መፈፀሚ ዝዉዕላ ሃለቅቲ ኣቅሑት ማለት መሳርሒ ህንፃ : ንብረታት ፅገና ማሽነሪ : ናዉቲ ትምህርቲ : ሃለቅቲ ናይ ወርክሾፕ ማሽነሪታት ብመደበኛ ዕድጊት ንምግዛእ ብግለፂ ጨረታ አዉፂኡ አሎ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 17, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 17, 2017 4:35 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፅሕፈት መሳርሒ ሎት ሐደ 2000 ቅርሺ : ንብረታት ፅገና ማሽነሪ ሎት ሰለሰተ 3000 ቅርሺ : ንሃለቀቲ ናይ ህንፃ መሳርሒ ሎት ኣርባዕተ 18000 ናይ ወርክሾፕ ማሽነሪታት ሎት ሓሙሽተ 15000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ