ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ብመደብ ተጠቂሶም ዘለዉ ግልጋሎትን ኣቅሑትን (መደብ ሐደ ናይ ኣክሲረይ ማሽን መለዋወጢ ኣቅሑት: መደብ ክልተ ሰኩሪቲ ካሜራ ዕድጊት ገጠማን : መደብ ሰለሰተ ናይ ኤሌክተሪክ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 15, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።