ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኤሌክትሪክን ሳኒተሪ ኣቀሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት( ዴስክቶፕ ላፕቶፕ ንኮምፒተራትን ካልኦት)ብግለፂ ጨረታ አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቆሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2007 በጀት ዓመት ብመደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕላ ሞተር ሳይክልን ንመካይን መለዋወጢ ግልጋሎ ዝዉዕል ዝተፈላለየ ኦርጀናልን መለዋወጢ/SPARE PART/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወልቃይት ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲባህልንቱሪዝምንክልልትግራ ይ ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቁሑት ጎማታት ካላማደርያን ክገዝእስለዝደለየበዚስራሕእዚ ሕጋዊን ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምነጋዶንክትወዳደሩይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕሉጎማብግልፂጨረታአወዳዲሩክገዝእይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕሉናይ መኪና መለዋወጢ ብግልፂጨረታአወዳዲሩክገዝእይደሊ::ስለዚኣብዙይክዳደሩዝተደሊዩሕጋዉያንነዚዝስዕብረቆሒእተማልኡንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሮቆሒታት ብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኽእሉ ነፍልጥ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሐመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤትፅሕፈትናትልምንፋይናንስንከተማመቐለንአብያተፅሕፈታትግልጋሎትዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ቤትፅሕፈትናትልምንፋይናንስንከተማመቐለንአብያተፅሕፈታትግልጋሎትዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ናይ ማሽን ሾፕ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክተስርሕ ትደሊ ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዘለዉኦ ተሽከርከረቲ /መካይን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ጋራዝ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ