ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ቢሮ ኣቀሑት ናይ ሞተር ሳይክልን ናይሰርቪስ መኪናንመለዋወጢ ኣቁሑት ዝተፈላለዩ ሕትመታት ዝተፈላለዩ ዓይነት መፃሕፍቲ ናይ ህንፃ መሳርሒን ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣሕፈሮም ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮኮንስትራክሽንመንገዲንትራንስፖርትንክልልትግራይኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመትን ንናይ ቢሮ መኻይን ግልጋሎትዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማታት ካብሕጋዊያንነጋዶብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩትደሊዩነጋዶዝስዕብረቆሒክተማልኡይግባእ:;ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮትልሚንፋይናንስን ናይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ ስለዚ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን ናይ ዝተፈላለዩ ማለተ እዉን ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔርፓርት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 16, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ አብ 2007 በጀት ዘመን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ጎማ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶን መቕረብትን ንክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 15, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ አብ 2007 በጀት ዘመን ን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶን መቕረብትን ንክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 15, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ናይ መኪና ጎማን ፊልትሮታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዶ ዘኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ናይ መኪና ጎማን ፊልትሮታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዶ ዘኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ