ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ዝተፋላለዩ ሕትመታት ፡አቁሑት ፅሬትን ፡ካልኦት ሀለቅቲ ኣቁሑትን ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ፡ናይ ሞተርን መካይን ስፔር ወይድማ መለዋወጢ ኣቁሑተ ፡TVS ሞተርን ባጃጅ ሰለስተ እግራ ፡መፃሕፍቲን ፡ናይ ስፖርት ዕጥቅታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰቲት ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ናይ 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ናይ ፅሬት: ፅሕፈት መሳርሒ :ኤለክትሪክ :መሳርሒ ህንፃ :ከምኡዉን ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ናይ 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ናይ ፅሬት: ፅሕፈት መሳርሒ :ኤለክትሪክ :መሳርሒ ህንፃ :ከምኡዉን ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ንምዕዳግን ንምፅጋንን መለዋወጢ ኣቁሑት መካይንን ሞተር ሳይክልን ናይ ስፖርት ዕጥቅን ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ናዕዴር ዓዴት ተወሳኺ ኣንብብ
ንዝርከብ መንግስታዊ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሞተር ሳይክልን ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ላዕላይ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ንዝርከቡ ከይዲ ስራሕቲ ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤለክትሮኒክስ ፣ዝተፈላለዩ መለዋወጢ መኪናን ሞተር ሳይክልን ጀኔረተርን ዝዉዕል ንብረት ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ንስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሳብመርሲብል ፓምፕ ሞተር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንደርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ ቆፃርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት : ፅሬት መሳርሒ : ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት : ዝተፈላለዩ ኮምፒተራትን ካልኦት ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ንፓምፕ መለዋወጢ ዝኮኑ : ብቻርጅ ዝተሰርሕ ናይ ሳይክል ሞተርን ካልኦት ናይ ሰርቪስ መኪና መለዋወጢ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀትዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩእትደልዩነጋዶዝስዕብረቆሓታትክተማልኡይግባእ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ