ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አቑሑ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሒታት ብምምላእ ተታሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትክእሉ ነፍልጥዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ ካፒታል ፕሮጀክት 1 ደን ዝራእትን ፍራምረን 2 ጀነሬተር 3 ሞተር ሳይክል 4 ናይ ሲግትስ መሰልጠኒ ማእከል (ኤሌክትሮኒክስን ፈርንቸራትን) 5 ናይ ዜብራ ቀለም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገዲን ትራንስፖርትን ከይዲ ሰራሕ ህንፃን ዲዛይንን ኮንስራክሽንን ኣብ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ቀበሌ 06 ካብ እነዳ ጋሪ ናብ ኬላ ኣስፋልት መንገዲ ዓድዋን ኣብ ቀበሌ 04 ካብ እንዳ ወዲ ቀፀላ ናብ እንዳ ሰዩም ማህሉ ኣብ ማእከል መንገዲ ዝርጋሐ መብራህቲ ንምስራሕ ኣብ ክልል ትግራይ ትርከቡ ደረጃ 8 ኤለክትሮ መካኒካል ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጀ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣብ ናይ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብቲ ወረድኡ ንዘለዋ ኣብያቲ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ስራሕቲ ሕትመት፡ መቀያየሪ ኣቁሑት ሞተር ሳይክልን፡ መቀያየሪ ኣቁሑት መኪና፡ ናይ ፓፕሰሪያ ስራሕቲ ከም ጨርቂ ወምበር ምንፃፍ ምድርቤትን ካልኦት ናይ ፓፕሰርያ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መረብ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ን 2008 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲ ንብረት ወይድማ ፈርኒቸር ፡ኤለክትሮኒክስ፡ ናይ ኤለክትሪክ ኣቁሑት ፡ጀነሬተር ፡ዓመታዊ ናይ ኣናእሽተይ መኪና ሰርቪስን ፡ትራክተርን ፡ዓመታዊ ናይ ሞተር ሳይክል ሰርቪስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ዝተፋላለዩ ሕትመታት ፡አቁሑት ፅሬትን ፡ካልኦት ሀለቅቲ ኣቁሑትን ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ፡ናይ ሞተርን መካይን ስፔር ወይድማ መለዋወጢ ኣቁሑተ ፡TVS ሞተርን ባጃጅ ሰለስተ እግራ ፡መፃሕፍቲን ፡ናይ ስፖርት ዕጥቅታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰቲት ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ናይ 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ናይ ፅሬት: ፅሕፈት መሳርሒ :ኤለክትሪክ :መሳርሒ ህንፃ :ከምኡዉን ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ናይ 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ናይ ፅሬት: ፅሕፈት መሳርሒ :ኤለክትሪክ :መሳርሒ ህንፃ :ከምኡዉን ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ንምዕዳግን ንምፅጋንን መለዋወጢ ኣቁሑት መካይንን ሞተር ሳይክልን ናይ ስፖርት ዕጥቅን ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ናዕዴር ዓዴት ተወሳኺ ኣንብብ