ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑ ዝተፈላለዩ ናይ ፋይል ካቢኔት ፉፍሩፍ ሸልፍታትንብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲግራት
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።