ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ አብናይ 2008 በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናን ዉሽጢ እቶት በጀት ካፒታል ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 ናይ ህንፃ : ሎት 2 ናይ ፕላንቢንግ : ሎት 3 ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ሎት 4 ኤሌክትሪክ : ሎት 5 ናይ መኪና ስፔርፓርት /ኣዉቶሞቲቭ/ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት: ሎት 6 ፅሕፈት : ሎት 7 ናይ ፅሬት : ሎት 8 ናይ ሕትመት :ሎት 9 ስፖርት ዕጥቂ : ሎት 10 ፈርኒቸር :ኣብ 10ተ ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ስለዝደለየ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትሳተፉ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ቦታ:
እንትጮ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ህንፃ መሳርሒ
/
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
/
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
/
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
/
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
/
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
/
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
/
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
/
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
/
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
/
ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ሕትመት
ፒዲኤፍ
ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድኩምን ግበሪ ዝከፈልኩምን
ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቲን ናምበር ዘለኩምን ናይዚ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ
ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ዘለኩምን ናይ ወርሒ የካቲት 2008 ዓም ድክሌረሽን ክተቅርቡ እትክእሉ
ተጫረቲ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉዝተዳለወ ዶክመንት /ሰነድ/ ዘይምለስ 30 ብር/ሳላሳ ብር/ ብምክፋል ካብ እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ባዕሉኩም ወይ ከዓ ብሕጋዊ ወኪልኩም ክትወስዱ እትክእሉ
ንሕድሕድ ዓይነት መደብ ዝተመደበ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ መሳርሒ ህንፃ 15001 ቅርሺ : ነንሕድሕዶም ናይ ፕላምፒንግ : ኤሌክትሮኒከስ : ናይኤሌክትሪክ : ናይ ኣዉቶሞቲቭ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት : ናይ ፅሕፈት : ናይ ፅሬት : ናይ ሕትመት : ናይ ፈርንቸር ነንሕድሕድሞ 3000 ብር ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብስም እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ዝተፅሓፈ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ድማ ጥረገንዘብ ክተትሕዙ እትክእሉ::
 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ እተቅርብዎ ናይ በዓል ዋና ስምን ፌርማን ሕጋዊ ማህተምን ብምዕራፍ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ ብምግባር ኣብ ዝቀረበ ናይ ጨረታ ሰነድ መወዳደሪ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ናይ ዋጋ ምዝባዕ ዘለዎ እንተቀሪቡ እቲ ጨረታ ሰነድ ተቀባልነት የብሉን አብ 2 ፖስታ ብምዕሻግ ካብ ዕለት 26/07/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 11/08/2008 ዓ/ም ስዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ አብ እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ነዚ ጨረታዚ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ እትክእሉ::
ተጫራታይ ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ብደብዳቤ ወይ ብስልኪ ምስ ተለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእልን መክብሪ ዉዕሊ 10% ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳረ ድማ ኣብ ተከታታሊ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅሊሉ 100% ከቅርብ ዝክእል
 ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዝያ ናብ ኮሌጅና ብምቅራ ብባዕሉ/ብሕጋዊ ወኪሉ/ አቢሉ ብቴክኒክነ ኮሚቴ ፅሬቱ እናተረጋገፀ አታዊ ክገብር ዝክእል
ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ እዋን ካብ 26/07/08 ዓ/ም ክሳብ 11/08/08 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ንጉሆ ይከዉን
ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 11/08/08 ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 5:00 ይከዉን
ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 11/08/08 ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 5:30 ይከዉን
ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚ ጨረታ እዚ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0919042301 ሞባይል 09 27 75 51 78 ደዊልከ ምሕታት ይካአልÂ Â
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (63)
ዕዲጊት ሶፍትዌር (21)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል (30)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና (12)
ኮንስትራክሽን (960)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን (443)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን (95)
ስራሕቲ ማይ (251)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን (135)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4441)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (928)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን (644)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን (2831)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (267)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን (126)
ኦዲት ተዛማድኡን (140)
ሕርሻ (504)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ (180)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን (88)
ሕርሻ መሺነሪ (69)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር (107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ (51)
ህንፃ መሳርሒ (3381)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን (592)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት (941)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት (123)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን (236)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ (526)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1682)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት (1579)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት (77)
ምምካር (185)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ (8)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ (14)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ (28)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ (61)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ (32)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ (3)
ቋንቋ ትርጉም (39)
ትምህርቲን ስልጠና (194)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና (6)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት (140)
ትምህርቲን ትሬይንግ (28)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር (18)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1829)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን (938)
ምግጣምን ፅገናን (62)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን (816)
ምግብን መስተን (517)
ኣቅርቦት ምግቢ (401)
ካፌን ሬስትራንትን (107)
እግድ (44)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ (21)
መኪና ሓራጅ (14)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ (9)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (70)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (19)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ (42)
ፈርኒቸር (1275)
ገዛ ፈርኒቸር (28)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር (1170)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር (62)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (267)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት (23)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ (244)
ናገዛ ኣቁሑት (95)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (293)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን (4)
ኬሚካልን ሪኤጀንት (142)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ (146)
መሬትን ሊዝን (62)
ፅገና (791)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን (206)
ፅገና ሞተርሳይክል (148)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት (68)
ፅገና ተሽከርካሪ (287)
ፅገና ማሽነሪ (21)
ካልኦት ፅገና (52)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (409)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ (265)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን (24)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን (108)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3025)
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት (2914)
ናይ ቢሮ አቁሑት (111)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት (18)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ (5)
ስራሕቲ ሕትመት (1644)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ (1263)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን (354)
ስራሕቲ ምልላይ (80)
ግራፊክስ ዲዛይን (18)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ (7)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት (15)
ኢቨንት ምዝግጃው (11)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት (28)
ክራይ (730)
ገዛ/ህንፃ ክራይ (54)
መኪና ክራይ (508)
ማሽነሪ ክራይ (159)
መሸጣ (1223)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ (5)
መኪና/ማሺን ምሻጥ (22)
ካልኦት ዝሽወጡ (598)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ (597)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
ስራሕቲ ሓለዋ (46)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር (8)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት (41)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (4070)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና (1598)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል (147)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል (31)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (616)
ውፅኢት ቆርበት (2)
መጋረጃን ምንፃፍን (43)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን (416)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (78)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
ትራንስፖርት ግልጋሎት (361)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት (7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (584)
ዕድጊት መኪና (25)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን (294)
ዕድጊት ሞተርሳይክል (265)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (239)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (276)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን (199)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን (65)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት (12)
s