ን 2008 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 መለዋወጢ ኣቁሑ መኪና : ሎት 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስ : ሎት 3 መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት 4 መስርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።