ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ማእከል ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈተ ኣቁሑት ፅሬት ዝተፈላለዩ ናዉቲ መፃሕፍቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣክሱም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።